+ All Categories
Home > Documents > PENIEL GLORIOUS DESTINY CHURCH - beteZION.com fileወንጌሊዊ ሳምሶምን ማሪ...

PENIEL GLORIOUS DESTINY CHURCH - beteZION.com fileወንጌሊዊ ሳምሶምን ማሪ...

Date post: 14-Oct-2019
Category:
Upload: others
View: 8 times
Download: 0 times
Share this document with a friend
8
ወንጌሊዊ ሳምሶምን ማሪ ጴጥሮስ መጺኦም ገሌገሌለ ኮንፈረንሰ እዩ ኔሩ ከምኡውን ንቤተሰብ ጰኒኤሌ በብጉጅሇ ከፋፊሊ ን2-3 ዘር ዜኣክሌ ኣብ ከተማ ካሌጋሪ ወንጌሌ ንብዘሓት ርጊሓ ከምዉጽኢቱ ዴማ እግዙኣብሄር ሓዯስቲ ነፍሳት ናብ ቤት ኣምሊኽ ጸንቢሩ። ኣብ 2011 ቅዴሚ 2 ዓመት ዜጀመረ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅደስ ብዓወት ተዚዙሙስ ጰኒኤሌ ቤተክርስትያን ኣብ 2011 ንፈሇማ እዋን 17 ተምሃሮ ብዱፕልማ ኣመሪቓ። ኣብቲ ዜተገብረ ናይ መመረቕታን ስነስርዓትዉን ድክተር ጆን ለካስ ናይ ኢማኑኤሌ ቤተክርስትያን እገሌጋሉ ሉን ዌብ ናይ ( ISOM ) ዲይሪክተር ኣብ ካናዲን ተረኺቦም ኔሮም። ከምቲ ናይ እተን ኣከታቲሇን ዜሓሇፋ 3 ዓመታት ልሚ’ዉን እቲ ምሕረቱ ይዉዲእ ንሌኣሇም ዯኣ ዜነብር እግዙኣብሄር ፍቓደን ዴሌየቱን ኾይኑ እንሆ ሕጅዉን 4ይ ዓመት ኢለ ኣቑጺሩና እዩ እሞ ምስጋና ዉዲሴ ኣምሌኾ ስግዯትን ኩለ ተኣዚዜነትን ነቲ ዓቢ ስሙ ይኹን። 2011 ብመሪሕ ጥቕስና ጎይታ ሰራዊት ምሳና እዩ ኣምሊኽ ያእቆብ እምባና እዩ‛ ዜብሌ ተሰኒና ዜፈሇምናዮ እግዙኣብሄርዉን ከም ቃለ ምሳና ዜነበረለ ዓመት እዩ ኔሩ። እምበኣር 2011 ጰኒኤሌ ቤተክርስትያን ስራሕ ኣምሊኽ ክትዓይን ክትኩስኩስን ከምኡዉን ዜተፈሊሇየ ሰሚናራትን ኮንፈረስን ንህዜቢ ኣምሊኽ ብኹለ ሸነኻት ናይ ህይወት ብቕዓት ክረክብ ዲሇወትለ ዓመት እያ ኔራ። ገሇ ንምጥቃስ ብድክተር ኣሳየሀኝ ዜተኻየዯ ዓቢ ትምህርታዊ ኮንፈረንስ ካብቶም ዓበይቲ ንጥፈታት 2011 እዮም ኔሮም። ካብኡ ብይ ንእስ ዴማ ኩለ እዋን ኣብ ወርሒ ግንቦት ስሇ ሃገርናን ኣብ ስዯት ዜርከቡ ክርስትያናት የሕዋትና እንጽሌየለ ፍለይ ግዛ ኔሩ። ዴሕሪ እዙ ዴማ ሕብረትናን ሓዴነትናን ነዯሌዴሇለ መንፈሳዊ ምትእኽኻብ ሇዎ ናይ ምዜንጋዕ መዯብ ቤተክርስትያን ሰሪዓ ቤተስብ ጰኒኤሌ ዜተሓጎስናለ ግዛ ኔሩ። ጸኒኤሌ ቤተክርስትያን ኣብዙ ዓመት እዙ ማሇት 2011ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ’ዉን ዓቢ ወፍሪ ወንጌሌ ብ ‚ቅንያት ምዜርጋሕ ወንጌሌ ነፍሲ ወከፍ ንነፍሲ ወከፍ ብወንጌሌ ይብጻሕ‛ ዜብሌ ቴማ ተሰንያ ዓቢ ናይ ወንጌሌ ኮንፈረንስ ኣዲሌያ P ENIEL GLORIOUS DESTINY CHURCH የካቲት 2012 ካሌዓይ ሕታም ቁጽሪ 1 ዴሕነት ንምርካብ ሓጥያተኛ ምዃንካ ተኣመን ‚ ኩልም ሓጢኦም ክብሪ ኣምሊኽ ሳኢኖም‛ ሮሜ 3.23 የሱስ ንዴሕነትካ ከምዜተዋህበካ ተረዲእ ኣምሊኽ በቲ ሓዯ ወደ ዜኣመነ ኹለ ናይ ሌኣሇም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር ከይጠፍእሲ ንወደ በጃ ኽሳዕ ዙህብ ክሳዕ ክንዴዙ ንዓሇም ኣፍቀራ ዮሃ 3.16 ገዚእ ርእስኻ ከምይተዴሕን ፍሇጥ ‚ ንሱ ብምሕረቱን ብምሕጻብ ሓዴሽ ሌዯትን ብምሕዲስ መንፈስ ቅደስን እዩ ዴሓነና እምበር ንሕና ብዜገበርናዮ ግብሪ ጽዴቂ ኣይኮነን ።‛ቲቶ 3.5 ተነሳሕ የሱስ ካብኡ ነጀው መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣሊ እሞ ተነስሑ እናበሇ ኺሰብኽ ጀመረማቴዎስ 4.17 የሱስ ከዴሕነካ ሕተቶ ምእንቲ ክዴሕንሲ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ በልም ንሳቶም ከኣ ብጎይታና የሱስ እመን እሞ ንስኻን ቤትካን ክትዴሕኑ ኢኹም በሌዎ‛ ግብረሃዋርያት 16.31 የሱስ ጎይታ ምዃኑ ኣውጅ እቲ ጽሑፍ ብእኡ ዙኣምን በሇ ኣይሓፍርን ይብሌ እዩ እሞ ሰብ ብሌቡ ኣሚኑ ይጸዴቕ ብኣፉ ተኣሚኑዉን ይዴሕን እዩ ስሇዙ ብኣፍካ የሱስ ጎይታ ምዃኑ እንተነገርካ ብሌብኻዉን ኣምሊኽ ካብ ምዉታት ከም ተንስኦ እንተኣመንካ ክትዴሕን ኢኻ ሮሜ 10.10 ትሕዜቶ ቃሌ ኣዲሌውቲ 2 ትፈሌጡ ድ? 2 መሌእኽቲ ጎሳ ማሕበር 3 ኣምዱ ትምህርቲ 4 ግርጭትን ኣፈታትሑን 6 ኣምዱ ዯቀንስትዮ 7 K IDS CORNER 8 ሕሪ ናይ 12 ሰዓታት ካብ ሞት ዜተንስኤት እሞ ንብዘሓት ኣመንቲ ምስሌምና ናብ የሱስ ምምጻእ ምኽንያት ዜኾነት ሰበይቲ “ ... ብዘሓት ጎረባብትን ኣዜማዴን ተኣኪቦም ብሞት ኣዯ 9 ቆሌዑ መንእሰይ ይሓዜኑ ኣብ ዜነበርለ እዋን ዴሕሪ ናይ 12 ሰዓታት እግዙኣብሄር ንብዘሓት ህይወት ዜትንክፍ ተኣምራት ኣምጺኡ። እዙ ካብ ኣብቲ AIMS ኣገሌግልት ዜስነዴ እቲ ገርምን ተራእዩ ይፈሌጥን ምስክርነት እዩ ክብሌ Dr.Howars Folz ፕረሲዯንትን መስራትን ናይ AIMS ኣገሌግልት ይገሌጾ። እዙ ተኣምራት ብሓዯ ዋርሳ ዜተባህሇ ኣማኒን ዜዴሓነን ከምኡዉን እግዙኣብሄር ከም ዜጥቀመለን ምዉታት ክትንስኡ ከሇዉ ከምዜርእን (ናብ ገጽ 3 ይቅጽሌ...)
Transcript

ወንጌሊዊ ሳምሶምን ማሪ

ጴጥሮስ መጺኦም ገሌገሌለ

ኮንፈረንሰ እዩ ኔሩ ከምኡውን

ንቤተሰብ ጰኒኤሌ በብጉጅሇ

ከፋፊሊ ን2-3 ዘር ዜኣክሌ ኣብ

ከተማ ካሌጋሪ ወንጌሌ

ንብዘሓት ርጊሓ ከምዉጽኢቱ

ዴማ እግዙኣብሄር ሓዯስቲ

ነፍሳት ናብ ቤት ኣምሊኽ

ጸንቢሩ። ኣብ 2011 ቅዴሚ 2

ዓመት ዜጀመረ ናይ ርሕቀት

ትምህርቲ መጽሓፍ ቅደስ

ብዓወት ተዚዙሙስ ጰኒኤሌ

ቤተክርስትያን ኣብ 2011 ንፈሇማ

እዋን 17 ተምሃሮ ብዱፕልማ

ኣመሪቓ። ኣብቲ ዜተገብረ ናይ

መመረቕታን ስነስርዓትዉን

ድክተር ጆን ለካስ ናይ

ኢማኑኤሌ ቤተክርስትያን

እገሌጋሉ ሉን ዌብ ናይ

( ISOM ) ዲይሪክተር ኣብ

ካናዲን ተረኺቦም ኔሮም።

ከምቲ ናይ እተን ኣከታቲሇን ዜሓሇፋ 3 ዓመታት ልሚ’ዉን እቲ ምሕረቱ ይዉዲእ ንሌኣሇም ዯኣ ዜነብር እግዙኣብሄር ፍቓደን ዴሌየቱን ኾይኑ እንሆ ሕጅዉን 4ይ ዓመት ኢለ ኣቑጺሩና እዩ እሞ ምስጋና ዉዲሴ ኣምሌኾ ስግዯትን ኩለ ተኣዚዜነትን ነቲ

ዓቢ ስሙ ይኹን።

2011 ብመሪሕ ጥቕስና “ጎይታ ሰራዊት ምሳና እዩ ኣምሊኽ ያእቆብ እምባና እዩ‛ ዜብሌ ተሰኒና ዜፈሇምናዮ እግዙኣብሄርዉን ከም ቃለ ምሳና ዜነበረለ ዓመት እዩ ኔሩ። እምበኣር 2011 ጰኒኤሌ ቤተክርስትያን ስራሕ ኣምሊኽ ክትዓይን ክትኩስኩስን ከ ም ኡ ዉ ን ዜ ተ ፈ ሊ ሇ የ ሰሚናራትን ኮንፈረስን ንህዜቢ ኣምሊኽ ብኹለ ሸነኻት ናይ ህይወት ብቕዓት ክረክብ ዲሇወትለ ዓመት እያ ኔራ። ገሇ

ንምጥቃስ ብድክተር ኣሳየሀኝ ዜተኻየዯ ዓቢ ትምህርታዊ ኮንፈረንስ ካብቶም ዓበይቲ ንጥፈታት 2011 እዮም ኔሮም። ካብኡ ብይ ንእስ ዴማ ኩለ እዋን ኣብ ወርሒ ግንቦት ስሇ ሃገርናን ኣብ ስዯት ዜርከቡ ክርስትያናት የሕዋትና እንጽሌየለ ፍለይ ግዛ ኔሩ። ዴሕሪ እዙ ዴማ ሕብረትናን ሓዴነትናን ነዯሌዴሇለ መንፈሳዊ ምትእኽኻብ ሇዎ ናይ ምዜንጋዕ መዯብ ቤተክርስትያን ሰሪዓ ቤተስብ ጰኒኤሌ

ዜተሓጎስናለ ግዛ ኔሩ።

ጸኒኤሌ ቤተክርስትያን ኣብዙ

ዓመት እዙ ማሇት 2011ኣብ

ወርሒ ጥቅምቲ’ዉን ዓቢ ወፍሪ

ወንጌሌ ብ ‚ቅንያት ምዜርጋሕ

ወንጌሌ ነፍሲ ወከፍ ንነፍሲ

ወከፍ ብወንጌሌ ይብጻሕ‛

ዜብሌ ቴማ ተሰንያ ዓቢ ናይ

ወንጌሌ ኮንፈረንስ ኣዲሌያ

PENIEL GLORIOUS DESTINY CHURCH

የካቲት 2012 ካሌዓይ ሕታም ቁጽሪ 1

ዴሕነት ንምርካብ

ሓጥያተኛ ምዃንካ ተኣመን

‚ ኩልም ሓጢኦም ክብሪ ኣምሊኽ ሳኢኖም‛ ሮሜ 3.23

የሱስ ንዴሕነትካ ከምዜተዋህበካ ተረዲእ

“ኣምሊኽ በቲ ሓዯ ወደ ዜኣመነ ኹለ ናይ ሌኣሇም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር ከይጠፍእሲ ንወደ በጃ ኽሳዕ ዙህብ ክሳዕ ክንዴዙ ንዓሇም ኣፍቀራ ” ዮሃ 3.16

ገዚእ ርእስኻ ከምይተዴሕን ፍሇጥ

‚ ንሱ ብምሕረቱን ብምሕጻብ ሓዴሽ ሌዯትን ብምሕዲስ መንፈስ ቅደስን እዩ ዴሓነና እምበር ንሕና ብዜገበርናዮ ግብሪ ጽዴቂ ኣይኮነን ።‛ቲቶ

3.5

ተነሳሕ

“ የሱስ ካብኡ ነጀው መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣሊ እሞ ተነስሑ እናበሇ ኺሰብኽ ጀመረ”

ማቴዎስ 4.17

የሱስ ከዴሕነካ ሕተቶ

‚ ምእንቲ ክዴሕንሲ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ በልም ንሳቶም ከኣ ብጎይታና የሱስ እመን እሞ ንስኻን ቤትካን ክትዴሕኑ ኢኹም በሌዎ‛ ግብረሃዋርያት 16.31

የሱስ ጎይታ ምዃኑ ኣውጅ

‚ እቲ ጽሑፍ ብእኡ ዙኣምን በሇ ኣይሓፍርን ይብሌ እዩ እሞ ሰብ ብሌቡ ኣሚኑ ይጸዴቕ ብኣፉ ተኣሚኑዉን ይዴሕን እዩ ስሇዙ ብኣፍካ የሱስ ጎይታ ምዃኑ እንተነገርካ ብሌብኻዉን ኣምሊኽ ካብ ምዉታት ከም ተንስኦ እንተኣመንካ ክትዴሕን ኢኻ ‛ ሮሜ 10.10

ትሕዜቶ

ቃሌ ኣዲሌውቲ 2

ትፈሌጡ ድ? 2

መሌእኽቲ ጎሳ ማሕበር 3

ኣምዱ ትምህርቲ 4

ግርጭትን ኣፈታትሑን 6

ኣምዱ ዯቀንስትዮ 7

KIDS CORNER 8

ዴ ሕሪ ናይ 12 ሰዓታት ካብ ሞት ዜተንስኤት እሞ

ንብዘሓት ኣመንቲ ምስሌምና ናብ የሱስ ምምጻእ ምኽንያት ዜኾነት ሰበይቲ “ ... ብዘሓት ጎረባብትን ኣዜማዴን ተኣኪቦም ብሞት ኣዯ 9 ቆሌዑ መንእሰይ ይሓዜኑ ኣብ ዜነበርለ እዋን ዴሕሪ ናይ 12 ሰዓታት እግዙኣብሄር ንብዘሓት ህይወት

ዜትንክፍ ተኣምራት ኣምጺኡ።

እዙ ካብ ኣብቲ ብ AIMS ኣገሌግልት ዜስነዴ እቲ ገርምን ተራእዩ ይፈሌጥን ምስክርነት እዩ ክብሌ Dr.Howars Folz ፕረሲዯንትን መስራትን ናይ AIMS ኣገሌግልት ይገሌጾ። እዙ ተኣምራት ብሓዯ ዋርሳ ዜተባህሇ ኣማኒን ዜዴሓነን ከምኡዉን እግዙኣብሄር ከም ዜጥቀመለን ምዉታት

ክትንስኡ ከሇዉ ከምዜርእን (ናብ ገጽ 3 ይቅጽሌ...)

ምሕረት ኣምሊኽ በዙሑሌናስ እነሆ ጳኒኤሌ ቤተ ክርስትያን ስሩዕ ኣገሌግልታ ካብ ትጅምር ዴሮ 4ይ ዓመታ ኮይኑ። ስሇቲ ኣምሊኽ ኣብዚ ማሕበር ዜገበሮ ኩለ ጽቡቕ ንኣምሊኽና ኣዙና

ነመስግን።

ኣስዒብና ዲማ እዚ ሕታም እዙኣ ናይ ፈሇማ ሕታም ናይ 2012 እያ። እሞ ኣብ 2012 ሓዯ ነገር ክንገብር ይግብኣና። ንሱ ዴማ ሓጺር ፈኲስን ትርጉም ሇዎን ተባብዕ ናይ 2012

መዯብ እዩ ‚ ብለጽ ክርስትያን ምዃን።‛

ፍቕሪ ኣዜዩ ሰፊሕ ዜኾነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ህይወትና መንገዱ ዜቕረጽ እዩ። የሱስ እታ ዓባይ ትእዚዜ ዜሃበና እምበኣር ንእግዙኣብሄር ኣምሊኽካ ብምለእ ሌብኻን ብኹለ ነፍስኻን ብኹለ ሓሳብካን ብኹለ ሓይሌኻን ኣፍቅሮ። እታ ኻሊኣይታ እትመስሊ ዴማ ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ እያ።

ማር.12.30-31።

ጳዉልስዉን ኣብ ሮሜ 13.10 ን ኣብ 1ቆረ.13.4-8 ነጊሩና ኣል። እንተዴኣ ንእግዙኣብሄር ኣዙና ኣፍቂርናዮ ዴማ ኢና ብለጻት ክርስትያናት ንኸዉን። ከም ብለጻት ክርስትያናት ዴማ ኩለ እንገብሮ ዜምዴናታትና እናማሓየሽና ኣብ ኩለ ጉዕዝና ዜበሇጹ ህዜቢ ንኸዉን። ስሇዙ ነፍሲወከፍ ክርስትያን ንእግዙኣብሄር ብዘሕ ከፍቅር ይግብኦ። እሞ ካብ ትማሉ ልሚ ንኣግዙኣብሄር ከተፍቕር ከምትኽእሌ

ሓሲብካለ ድ ትፈሌጥ?

ናይ ጳውልስ ጸልት ንሰብ ፊሉጲ ኣብ ፊሉ.1.9 …… እቲ ፍቕርኹምዉን ብፍሌጠትን ብምስትዉዓሌን በሇ ኹለን ኣዜዩ እናበዜሔ

ኪኸይዴ እዙ እሌምን ኣሇኹ።‛

ስሇዙ እቲ ፍቕሪ ንኣምሊኽ ልና ዜዓቢ ዴማ እቲ ሓቀኛ ዜኾነ ፍሌጠት ምስ ዜውስኽ እዩ ንሱ ዴማ ብቃሌ እግዙኣብሄር እዩ ዜኸዉን። ጴጥሮስ ከምዙ ኢለና ‘ ነቲ ሕዋስ ይብለ መንፈሳዊ ጸባ ብሃግዎ። 1ይ ጴጥ. 2.2 ከምኡዉን 2ጴጥ.1.5-8 ንኣምሊኽ ብዘሕ

ከነፍቕር ብቓለ ክንዓቢ ኣልና ብቓለ ኣብ ዜዓበናለ ዴማ ኣዙና ከነፍቅሮ ኢና። ከም ቃለ ዴማ ኣብቲ ፍቕሪ ተሰሪትናን ሱር ሰዱዴና

ክንርከብ ኢና ማሇት እዩ። ኤፌ.3.17

ስሇዙ ኣብዙ ዓመት እዙ እንተዴኣ ንእግዙኣብሄር ኣምሊኽና ብዘሕ ኣፍቂርናዮ ብለጻት ክርስትያናት ኮይና ክንርከብ ንኽእሌ ኢና እሞ ኣዲሇዉቲ ሌሳን ጰኒኤሌ’ዉን እታ ናይዚ ዓመትና መዯብ ንእግዙኣብሄር ኣምሊኽና ብቓለ ጌርና ብዘሕ ከነፍቕሮን ኩለ ዜኣና ዴማ ኣብኡ ብምዉካሌ እናፈጸምና ከም ብለጻት ክርስትያናት ኮይና ብሓባር ንተንስእ ንጉዓዜ ንሳገር ዴማ! እንበሌና ሰናይ ንባብ

ክኾነሌኩም ንምነ።

ጎይታ ይባርኽኩም!

ዜኾነ ሓሳብ ርእይቶ ወይ ካሌእ ንሌሳን ጰኒኤሌ ሀብትም ክትሰደሌና ከምትኽእለ ዴማ

ነኻክር!

ብሩኽ 4ይ ዓመት ጰኒኤሌ ቤተክርስትያን 2012

+ መጽሓፍ ቅደስ ብእንግሉኛ ባይብሌ

ቢብሉያ ካብ ዜብሌ ናይ ግሪኽ ቃሌ ዜመጸ እዩ። ትርጉሙ ዴማ መጽሓፍቲ ማሇት እዩ። ስሇዙ ኣብ ዓመት መጽሓፍ ቅደስ ንብብ ሰብ

66 መጻሕፍቲ የንብብ ከምል።

+ መጽሓፍ ቅደስ ካብ ፍጥረት ክሳዕ ራእይ

ብ70 ሰዓታት ክንበብ ከምዜክኣሌ

+ ዜነውሐ ምዕራፍ ናይ ሓዱሽ ኪዲን ለቃስ

ምዕራፍ ሓዯ ከምዜኾነ

+ ዜሓጸረ ጥቅሲ ኣብ ሓዱሽ ኪዲን ዮሃንስ

11.35 ዜነውሐ ጥቅሲ ራእይ 20.4 ከምዜኾነ

+ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ መዓሌቲ 168,000

መጽሓፍ ቅደስ ከምዜሽየጥ ወይ ብነጻ

ከምዜዕዯሌ።

* ስም ዯቀ መዚሙርቲ ኣብ ዜተርረለ ቦታ ኩለ ቀዲማይ ስም ጴጥሮስ ናይ መወዲእታ ዴማ ስም እቲ ንየሱስ የሕሉፉ ዜሃቦ ይሁዲ

ከምዜተጻሕፉ

* ካብቶም ዓሰርተ ክሌተ ዯቀ መዚሙርት ሓሙሽቲኦም ገፈፍቲ ዓሳ ሓዯ ተጋዊ(ግብሪ ዜእክብ) እቶም ዜተረፉ ግና እንታይ ምዃኖም ይፍሇጥ እንተኾነ ሓዯ እኳ መራሒ ሃይማኖት

ዜነበረ ከምይነበሮም

* ዓሰርተ ሓዱኦም ካብ ኣውራጃ ገሉሊ ሓዯ

ጥራይ ንሱ ዴማ - ይሁዲ ካብ አውራጃ

ይሁዲ ከምዜኾነ

*ዴሕሪ ሞትን ትንሳኤን የሱስ ዯቀ መዚሙርቱ

ወንጌሌ ናብ ኩለ ምዜርጋሕ ምስ ጀመሩ

ሃዋርያት ተባሂልም ክጽዉዑ ከምዜጀመሩ።

- ካሌጋሪ ናይ መን እሰያት ከተማ ከምትበሃሌ

ማእከሊይ ዕዴመ ነበርቲ ካሌጋሪ 35.7 ምዃኑ።

- 25 % ነበርቲ ካሌጋሪ ኣብ ካሌእ ሃገር

እተወሌደ ምዃኖም።

- ከተማ ካሌጋሪ 120 ቛንቛታት ዜዜረበሊ

ከተማ ምዃና።

- ካሌጋሪ ኣብ ዓመት እታ ዜበዜሐ መዓሌታት

ጸሓይ ዜበርቀሊ ናይ ካናዲ ኸተማ ምዃና።

- ካሌጋሪ ከም ( Forbes.com ) እታ

ዜጸረየት ናይ ዓሇምና ከተማ ምዃና።

ገጽ 2 ሌሳን ጰኒኤሌ

“ተንስኡ ተጏዓዘ ሇሰ ኣርኖን ዴማ ተሳገሩ‛ ዲ 2፣24

ዯቂ እስራኤሌ ንሰሊሳን ሸሞንተን ዓመታት ኣብ በረኻ ቃዳስ ዴሕሪ ከርተት ምባልም እግዙኣብሄር ነዙ ቃሌ ተዚሪብዎም ናብቲ ናይ ተስፋ ምዴሪ ክኣትዉ ክሳገሩ እዙ ቃሌ መጺእልም። ጏይታ ነየኖት ህዜቢ ክዋግኡ ከምይብልም ( ኤድም ሞኣብ ንኣሞናውያን ) ነየኖት ዴማ ክ ዋ ገ እዎ ም ክ ወ ርስ ዎ ምን ከምዜግባእ አብዙ ምዕራፍ ገሉጹልም። ተስፋታቶም ንክወርሱ ምርሒት ኣምሊኽ ዜረከብለ ምዕራፍ እዩ እዙ ምዕራፍ። እዙ ምውራስ ዜጅመር ግና እስራኤሌ ክትንስእ ክጉዓዜ ክሳገር ምስዜጅምር እዩ። እዙ ዓመት ኣምሊኽ ናይ ምውራስ ዓመት ክገብረሌና እዩ ናብቲ ኣምሊኽ ዜበሇና ናይ ክብሪ ፍጻመ ኣቢሌና

ክንሰግር ፍቃዴ ኣምሊኽ እዩ ንዓና ። እምበኣር ክንትንስእን ንክንጉዓዜ ኣልና። ኣብዙ እዋን በዙ ቃሌ ይዚረበና ኣል እሞ እዙ ግዛ እዙ እዋን መን ምውራስና ናብቲ ኣምሊኽ ዜበል መፈጸምታና ኣቢሌና ንሰግረለ ግዛ እዩ። ስሇዙ ጉዕዝ ናብ ፍጻመና ናብቲ ኣምሊኽ ቀመጠሌና ክብሪ ብምትንሳእ እዩ ዜጅመር እሞ ንተንስእ ንጉዓዜ። ናይ ኣምሊኽ ሓሊፊነት ንዯቂ እስራኤሌ ዓወት ምሓብ ቀቅዴሚኦም ምውጻእ እዩ ኔሩ። ናቶም ሓሊፍቲነት ዴማ ምትንሳእ ምጉዓዜን ምስጋርን። ንሕናውን ጉዕዝ ብጸልት ንኣምሊኽብምዴሊይ ብምትንሳእ ንጀምሮ ምስ ቃለ ጠቢቅና ጉዕዝና ንቀጽሌ ነቲ ዜእንቅፍ ብእምነት ንስገሮ። ኣምሊኽ እሙን እዩ እሞ ኣብዙ ዓመት እቲ ዙሓበና ተስፋታት

ኩለ ክንውርስ ክንጅምር ኢና!!!

ገጽ 3 ካሌዓይ ሕታም ቁጽሪ 1

..... ካብ ገጽ 8 ዜቀጸሇ

‚ ሌኡም ምሊሽ ንቑጥዓ የህዴኦ ተሪር ቃሌ ግና ውርዯት ህዜብታት እዩ። ‛ ምሳላ 15.1

‚ ፈራዱ ብትዕግስቲ ይቕሌስ ሌዘብ መሌሓስ ከኣ ኣዕጽምቲ ይሰብር።’ ምሳላ 25.15

4. ነገር ጋዴደ ሰባት ነወግዴ

ነቲ ዜተፈጥረ ግርጭት ንምፍታሕ ካሌኦት ሰባት ነሳትፍ እንዴሕር ኮይና

ከነሳትፎም ዜግብኣና መንፈሳውያን ሰባት እምበር ስምዒታውያን ስጋዊ

ምሊሽ ንምሃብ ዜቅሌጥፉ ሰባት ኽኮኑ የብልምን። ምኽንያቱ ካብ

ምፍታሑ ምግዲደ ክኸውን ስሇዜኽእሌ።

‚ ቁጡዕ ሰብ ባእሲ የሌዕሌ ተነቃፊ ሰብ ሓጢኣት የብዜሕ ‛ ምሳላ 29.22

በዙ ኣርእስቲ ብዘሕ እኳ ክበሃሌ እንተተኻእሇ በዙ ምኽሪ መጽሓፍ

ቅደስ ክንዚዜሞ “ዜከኣሌ አንተ ኾይኑስ ብኣኻትኩም ዜመጸ ምስ ኩለ

ሰብ ብሰሊም ንበሩ” ሮሜ 12፣18

ሓውኹም ሳምሶን ( ሙሴ) ገብረክርስቶስ

ዜተዚረቦ ሰብ እዩ ዜጅምር።

እዙ ሰብ ኣገሌጋሉ ክኸዉን ብAIMS ዜተማህረ ንብዘሓት ሰባት ዴማ ጽቡቕ ብስራት ወንጌሌ ብዚዕባ የሱስ በስር ሰብ እዩ። ኣብቲ ንሱ ዜነብረለ ቁሸት ዴማ ሓንቲ ሰበይቲ ሓሚማ ነበረት ። እታ ሰበይቲ (ፋጡማ ) ካብ ኣመንቲ ምስሌምና ቤተስብ ዜተወሇዴኩ እየ ግና ኣነን ብዓሌ ቤተይን ናብ እምነት ክርስትና መጺእና ኢና ትብሌ ንክሌተ ወርሒ ዜኣክሌ ዴማ ብጽኑዕ ሓሚመ ነበርኩ። ሓዯ መዓሌቲ ኣዯ ፋጡማ ንጓሊ ክትርእይ ኢሊ ትመጽእ እሞ ፋጡማ ተጋዱማ ምንቅስቓስ ይብሊ ኮይና ረኸበታ ። እታ ኣዯ ኣዜያ ሰንቢዲ ኩለ ኣካሊት ጓሊ ብምዴህሳስ ህርመት ሌባ ክትሰምዕ ፈተነት እንተኾነ ፋጡማ እካሊታ ዜሒለ ሞይታ ነበረት። ኣዒንታ ከዱና ኣካሊታ ኣመዓራርያ ክትቆጻጸሮ ይትኽእሌ ሓን ተሰምዓ እናሕሇውሇወት ዴማ ምስቶም ኣመንቲ ምስሌምና ጎረባብታን ኣዜማዲን ተኣኪቦም

ብሓን ኣብ ቤቶም ኮፍ በለ።

ኣብቲ ፋጡማ ሞይታትለ ሊ ህሞት ነፍሳ ካብ ስግኣ ተፈሌያ ናብ መንግስተ ሰማይ ዯየበት። መጀመሪያ ዜረኸበቶ ሰብ ዴማ ቅዴሚ 2 ዓመት ዜሞተ ሓዋ እዩ። ንሱ

(...ካብ ገጽ 1 ዛናታት ዓሇም ዜቀጸሇ ) ዴማ ኢዯይ ሒዘ ይመርሓኒ ኔሩ ሽዑ ሌክዕ ከምቲ ኣብ ምዴሪ ል ቤተይ ክፉት መንገዱ ዜመስሌ ከምኡ መንስተሰማያት ተኸፍተሇይ ትብሌ። ናብቲ ኩለ ሰብ ወርቂ ዜሇበሰለ ቦታ ዴማ ከዴኩ እሞ ምዴሪ እንተረኣኽዋ ኣዜያ ብሌሽዉቲ ኮነትኒ ኣብዙ መንግስተሰማያት ግና ነጻነትን ጽሬትን ተሰምዓኒ። ሓማተይዉን ኣብኡ ኮይና ናብ ዯቐይ ክምሇስ ትሌምኖም

ነበረት።

ዴሕሪ ቁሩብ ኣገሌጋሉ ዋርሳ ብእንዲ ፋጡማ ቤት ይሓሌፍ ኣብዜነበረለ ሰባት ተኣኪቦም ይርእይ እሞ ፋጡማ ከምዜሞተት ምስ ፈሇጠ ንዉሽጢ ቤት ኣትዩ ክጽሌይ ጀመረ። ገሇ ብምግራም ኣትኲሮም እናጠመቱ ብጸልት ከጉረምርም ስሇዜርኣዩ ስሇምታይ ይጽሉ ኣል እዙኣ ካብ ትመዉት 12 ሰዓታት እያ ጌራ ብምባሌ። ንሱ ግና ኣብቲ ግዛ ዕሸሌ ናይ ክርስትና ህይወቱ እግዙኣብሄር ዜበል ኪሩ ሕጂ እያ እታ እግዙኣብሄር ምዉታት ክትንስኡ ክትርእይ ኢኻ ዜበሇኒ ግዛ ወይ

መዓሌቲ ትኸዉን እናበሇ ጸሇየ።

እግዙኣብሄር ብኣይ ከምዜሰርሕ እምነት ኔሩኒ እሞ ሌክዕ ከምቲ ጴጥሮስ ዜጸሇዮ ‚ፋጡማ ተንስኢ, ብሽም ጎይታ ዴማ ናብ ህይወት ንዒ ‚በሌኩ። ፋጡማ ዴማ ብስም የሱስ ብዴዴ በሇት። ሃንዯበት ፋጡማ ኩለ ሰብ እናረኣያ ኣብ ዓራታ ኮፍ ዴማ በሇት። ፋጡማ ከምዙ ትብሌ ... ነብሰይ ኣብ ዓራት ኮፍ ኢሊ

ረኸብክዋ እሞ እንታይ እየ ኮይነ? እንታይ እዩ ተፈጺሙ ? ኢሇ ዴማ ተዚረብኩ ብምባሌ ትገሌጾ። መብዚሕታኦም እቶም እኩባት ሰባት ግና ብጸጥታ ተዋሒጦም ነበሩ እሞ ሓዯ ሰብ ግና እዙ ንዜሞተ ሰብ ክጽውዕ ይኽእሌ? ዜሞተ ነፍስስ ናብ ኣካሊቱ ይመሌስ? ኢለ ሓተተ። እዙ ሓቂ እንተዴኣ ኾይኑ ክርስትያናት ክንከዉን ኢና። ሓዯዉን ዓው ኢለ ኣምሊኽኩም ብርቱዕ ኣምሊኽ እዩ ብምባሌ ኣዴመጸ። ሽዑ ብዘሓት ብጎይታ የሱስ ኣሚኖም ዯሓኑ ኣብ ናይ ፋጡማ

ቁሸት ዴማ ዓቢ ሓጎስ ኮነ።

ፋጡማ ዴማ ምምሊሰይ ናብዙ ምዴሪ ዕሊማ ኣምሊኽ እዩ ምስ ዯቀይ ክነብር ዯሌዩኒ ግና ናብኡ ክምሇስ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ ልሚ ሞት ናይ ክርስትያን ናብ ዜበሇጸ ቦታ ኩለ ነገር ጽቡቕ ዜኾነን ሓጎስ ሇሌዎ ቦታ ምኻደን እቲ ብጎይታ የሱስ ይኣመነ ግና ናብቲ ቦታ

ሌኣሇማዊ ሓን ሌዎ ምኻደ ፈሉጠ ትብሌ።

Dr.Howars Folz እግዙኣብሄር ከምዙ ናይ ፋጡማ ሓይሉ ሇዎ ምስክርነት ተጠቂሙ ነቶም ይተበጽሑ ወገናት ክበጽሕ ምዃኑ ይኣምን። ንሱ ይብሌ ዕሊማና ዴማ ነቶም ወንጌሌ ክርስቶስ ይበጽሖም ዜተረፉና 35 ኢትዮጵያዉያን ምብጻሕ እዩ። እዙ ናይ ፋጡማ ተኣምራት ብ 700 Club ዉን ተሰኒደ

ኣል።

ካብ http://www.breakingchristiannews.com

ዜተወስዯ

እ ዙ ጽሑፍ ብኦስዋሌዴ ቻበርስ (Oswald Chambers ) ተጻሒፉ ብወንጌሊዊ ሳምሶን ተስፋይ መንፈሳዊ መሪሕነት ብዜብሌ ኣርአስቲ ናብ

ትግርኛ እትትርጎም ሊ መጽሓፍ እተወስዯ እዩ። በዙ ኣጋጣሚ ኣዲሇውቲ ሌሳን ጰኒኤሌ ነዚ ኣብ ክርስትና ዓሇም ኣዙያ ፍሌጥቲ ዜኾነት መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ኣብ ምትርጓም ንኣንበብቲ ትግርኛ በረኸት ንዜኾነ ሓውና ወንጌሊዊ ሳምሶን ጎይታ ይባርክኻ ከንብሌ ንፈትው። ኣብ ቀረባ ተሓቲማ ኣብ ኢዴ ኩለ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ዴማ ጸልትና አዩ።

ኦስዋሌዴ ቻምበርስ

ክቡር ዴሌየት

“ እቲ ሽማግሇ ክኸዉን ዜዯሉ ሰናይ ይምነ ኣል( 1ጢሞ 3.1)።‛

ንስኻ ድ ንርእስኻ ዓብዪ ነገር ትዯሉ ኣልኻ? ኣይትዴሇዮ (ኤር 45.5)።‛

መራሒ ንምዃን ምዴሊይሲ ጌጋ ድ? ወይስ ቅኑዕ?

መራሒ ምዃን ምዴሊይ ስዕቦ ኣዎንታዉን ኣለታዉን ጸገማት

መብዚሕትና ከም ንዕቦ ብዘሓት ክርስትያናት ብዚዕባ መራሒ ቤተክርስትያን ምዃን ብዜመጸ

ሕቶ ብዘሕ ዕቃበታት ኣሇዎም። እዙ ኸምዙ ዜኾነለ ቀንዱ ምኽንያት ዴማ ሓዯ ኣማኒ መራሒ ንምዃን ምህንጣዩ ጥራሕ ባዕለ ኣለታዊ ዜኾነ መንፈሳዊ ጸገማት ይጠሌብ እዩ ዜብሌ ኣተሓሳስባ ስሇሇዎም እዩ።

እቲ ሽመት ባዕለዴ’ዩ ዜጽዉዓካ ወይሲ…

ከም ኣተሓሳስባ ሓያል ኣመንቲ ባዕለ እቲ ባይታ ናይ መሪሕነት ክጽዉዓካ እምበር ብኢዯ ወነንካ ንስሌጣን ምህራፍሲ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ንብዘሓት መፈንጥራ ዯይኮኖምን? እዙዉን ከይኣክሌ እቶም ከምዙ ሌቢ ዜነበሮም ናብ ብርቱዕ መፈንጥራ ብምእታዎም ታእሊው ይብለ ዕንወት በጺሕዎም እዩ። ኣማኒ ኩለ ካብ ናይ ስሌጣን ህንጥይና ይህዯም ዯኣ! ክብለ ይሓስቡን ካብዙ መዜነት ዴማ ዕሽሽ ይብለን።

ሓዯጋታት ምህንጣይ

ክቱር ዴሌየት ንምምራሕ ብቐዯሙ ናይ ገዚእ ርእሱ ሓዯጋታት ከምሇዎ መን ይኽሕድ? ግና ክቡራት ኣንበብቲ እቲ ኣተኩሮ ክወሃቦ ዴሉ ነጥቢ ሓዯ ኣማኒ‛ ንምንታይ እዩ መራሒ ክኸዉን ዯሌዩ? ንዜብሌ ሕቶ እዩ።

ጉጉይ ዓይነት ምህንጣይ ወይ ዴሌየት ንምግሌጋሌን ንምምራሕን ከምል በዙ ኣንጻር ዴማ ሰናይ ዜኾነ ዓይነት ዴሌየት’ዉን ኣል። እተን ኣብሊዕሉ ኣንቢረየን ሇኹ ክሌተ መበገሲ ጥቕስታት ዜምህራና ቁምነገር እንተል ዴማ ነዙ ሕጂ ኣነ ተንብሃሌኩም ሇኹ ሓቂ እየን ረዴኣና።

ርግጽ’ዩ በቲ ሓዯ ወገን መራሒ ክትከዉን ምዴሊይ ጽቡቕን ሰናይ ዴሌየት ክኸውን ከል በቲ ካሌእ ሸነኽ ግና ናይ ዉሽጢ ሃቐናና እንተ ይተዓርዩ ከምዙ ምዴሊይሲ ካብ ሰናዩስ ጉዴኣቱ ይበዜሕ። ከምዙ ሓዯጋ ካብ ሃሇዎ ዯኣ ንምንታይ ዯኣ እዩ ሃዋርያ ጳውልስ ሓዯ ኣማኒ መራሒ ክኸዉን ክዯሉ ከምሇዎ ተባብዕ?

ረባ ጳውልስን ኤርምያስን ይጋጮ ድ?

ካብዙ ናይ ጳውልስ ብዜተፈሌየ ዴማ ብኣንጻሩ ነብይ ኤርምያስ ሰብ ካብዙ ዴሌየት እዙ ክሃዴም ከም ሇዎ እዩ ንባሩክ ዜምዕድ ል። ንምዃኑ እዙ ናይዝም ክሌተ ሰብ ኣበሃህሊ ይጋጮ ድ? አወ ብገርህነት ንንበቦ ከምኡ ይመስሌ እዩ። ነዙ

ኣንጻራዊ ዜመስሌ ረባታት ተዓርቐና ግና እቲ እዝም ክሌተ ናይ ኣምሊኽ ሰብ ዜነብርዎ ዜነበሩ ህሞታት ዜተፈሊሇየ ብምንባሩ እዩ።

ሃዋርያ ጳውልስ ንጢሞቴዎስ ክጽሕፈለ ከል ዜነበረ እዋንን ልሚ ል ኩነታትን ኣዜዩ ይፈሊሇ ከም ዜኾነ ምሌሊዩ ሰናይ ነገር እዩ። ኣብ በን ሃዋርያት ክርስትያናት ብብርቱዕ ስዯትን መከራን ይሓሌፉ ነበሩ። ካብዙ ዜኸፍአ ዴማ መራሒ ናይ ክርስትያናት ምዃን ዜገዯዯ ጸገም የምጽእ ብምንባሩ መራሒ ክኸዉን ዜዯሉ ሰብ ኣዜዩ ሒዯት እዩ ኔሩ። ኣብቲ በን እቲ ዓስቢ ናይ ሓዯ መራሒ ከምዙ ናይ ልሚ ሽመትን ክብረትን ይኮነስ እንታይ ዯኣ? መከራ ጥምየትን ስእነትን ብምንባሩ ሰብ መራሒ ክኸዉን እንተ ዯሇየ የገርም ነይሩ ክብሃሌ ይከኣሌ።

ኣብ እዋን መከራ መራሒ ክኸዉን ዜዯሉ ሰብ ኣዜዩ ሒዯት እዩ

ልሚ ኣብ ሃገራት ቻይናን ኣብ ካሌኦት ቦታታት ኣብ ሌዕሉ ኣመንቲ ዜግበር ስዯት ከምቲ ኣብ በን ሃዋርያት ዜነበረ መከራ ይመሳሰሌ እዩ እሞ፣ ኣብን ሃገራት ሓዯ ኣገሌጋሉ ‚ መራሒ‛ ተባሂለ ከይጽዋዕ ይቃሇስ እዩ። ነዙ መስዋእታዊ ጻውዒት ዜተረዴአ ሃዋርያ ጳዉልስ ካብቶም ኣመንቲ ሓዯ ሰብ መራሒ ክኸዉን ምዴሊዩ ዓቢ ነገር ከምዜኾነን እቲ ሰብ ዴማ ሃቐናኡ ናይ ሓቂ ቅኑዕ እንተ ኾይኑ ሌኣሇማዉን ይጠፍእን ዓስብታት ከም ምጽኣለ ስሇ ዜተረዴአ እዩ ነዝም ኣመንቲ ንጸጋ መሪሕነት ክዯሌዩ ተባብዕ ዜነበረ።

ሃቐና ናይ ባሩኽ ቅኑዕ ኣይነበረን

ካብ ጳውልስ ተፈሉና ናብ በን ብለይ ኪዲን ናብ ነቢዪ ኤርምያስ ንመሇስ። እቲ ነብይ ንባሩኽ ንምንታይ እዩ ‚ ንስኻድ ንርእስኻ ዓብዪ ነገር ትዯሉ ኣልኻ? ኣይትዴሇዮ(ኤር.45.5) እናበሇ ዜገንሖ ል? ከምዙ መግበሪኡ እቲ ሽዑ ዜነበረ መንፈሳዊ ሃዋህው ኣዜዩ ብሌሽው ብምንባሩ ጥራሕ ይኮነስ ባሩኽ ብሱሩ ንመሪሕነት ዜዯሇየ ጾር ህዜቡ ኸቢዴዎ ንዯቂ ዓደ ከገሌግሌ ዯሌዩ ይኮነስ እንታይ ዯኣ? ንረብሓ ገዚእ ርእሱ ከቐዴም

ገጽ 4 ሌሳን ጰኒኤሌ

ገጽ 5 ካሌዓይ ሕታም ቁጽሪ 1

ሰሇ ዜዯሇየ ነበረ። ስሇዙ ዴማ እዩ ኤርምያስ ነዙ ሰብ ከምዙ ንምምራሕ ምህራፉ ይፈተወለ።

ሓዯጋ ክቱር ምህንጣይ

ክቡራት ኣንበብቲ ብጌጋ ከይትርዴኡኒ ተስፋ እገብር። ብዚዕባ መሪሕነት ዜመጸ ጎይታና ባዕለ ነቶም ከምዙ ዜዯሌዩ ሰብ ብጅምሊን ብይ ኣፈሊሊይን ኣይገንሖምን። ንሱ ዜጽየፎ ዜነበረ ነገር

ሀ. ሰብ ንኣገሌግልት ዜዯሌዮ ንረብሓ ገዚእ ርእሱ ጥራሕ ከይከዉን

ሇ. ሰብ ኣብ ሌዕሉ ብጾቱ ሰሌጢኑ ንኽርአ ዜገብሮ ግሁዴ ወይስ ሰሊሕታዊ ወፍርን ጎስጓስን እዩ።

ንጻዊዕት ኣምሊኽ ኣይንእበ

ካብዙ ኣርእስቲ ከይወጻእና ጸጋ ናይ ምምራሕ ተዋሂቡና እኳ ክነሱ ካብቲ ሓሊፍነት ብፍርሂ ንዴሕሪት ዕሽሽ ክንብሌ ዴማ እዙዉን ጽቡቕ ኣይኮነን። እቲ ንኸምዙ ክቡር ዕሊማ ዜተጸገወ ሰብ በቲ ኣምሊኽ ዜሃቦ ጸጋ ህያባቱ ኣማዕቢለ ንምስፋሕ መንግስቲ ኣምሊኽ ክቃሇስ ከምሇዎ መጽሓፍ ቅደስ ዜዴግፎ ሰናይ ተበግሶ እዩ።

ህንጥይናን ሳዕቤናቱን

ከምቲ ቢሾፕ ማክኒሌ ዜተባህለ መራሒ ዜበሌዎ፣ ‚ ህንጥይና ወይ ክቱር ዴሌየት ዲርጋ ኩለ እዋን ኣበሳ ኣሇዎ። ንሓዯ ተራ ኣማኒ ከምዙ ህንጥይና ሒዜዎ እንተል ኣብ ሕማቕ መፈንጠራ እዩ ል። ካብዙ ዜገዯዯ ግና ከምዙ ዓይነት ጠባይ ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ክርአ ከል ዴማ እዙ ግብሪ እዙ ኣዜዩ ጽያፍን ነዉራምን ነገር ብምዃኑ ኩለ ካብዙ ሕማም እዙ መታን ክናገፍ ይህዯም!‛

ህንጡይ ሰብ ጎስጓስ እዩ ካየዴ

እን ንሕና ሕጂ ‘ምህንጣይ’ ወይ ‘ምዴሊይ’ ወይ ዴማ ‘ሃረር ምባሌ’ ዜብሊ ቃሊት ብሓፈሻ ብቛንቋ እንግሉዜ ‚

ኣምቢሽን’ እምቢኢቲኦን ብእትብሌ ቃሌ እየን ዜትርጎማ። ናይዚ ቃሌ መበቆሊ ካብ ቋንቋ ሊቲን ኮይኑ እዙ ዴማ ሓዯ ሰብ መራሒ ንምዃን ጎስጓስ ከካይዴ ከል እተርኢ ቃሌ እያ። ከምዙ ዜገብር ሰብ ዴማ ነዜን ኣፍትዩ ነትን ኣፈራሪሁ ብዚዕባ ርእሱ ዜተጋነነ ስእሉ ሂቡ ናብ መንበር ስሌጣን ንምሕኳር ርእዮ ጻዕርታት እተመሌክት ኣምር እያ።

እዝም ‘ኣምብሽን’ ሰሇዎም ሰብ ናብ ስሌጣን ዜመጹ ብዓቢኡ ከምቲ ኣብ ሊዕሉ ዜተባህሇ ንምግሌጋሌ ቅደሳን ዯሌዮም ይኮኑስ ንኻሌኦት ብሓይሉ ንምግዚእ ንዕብየት ርእሶምን ተዴሊኦምን እዩ። እዙኣቶም ካብ ሞንጎ ኣሕዋቶም በሉጾም ንኽርኣዩ ክቱር ዴሌየት ኣሇዎም እሞ ኣብ ሞንጎኦምን ኣብ ሞንጎ እቶም በዙ ይንቡር ግብሪ ዜተሳናበደ መሳቱኦም ባእሲ ምጥሊቦም ይተርፍ ሳዕቤን ናይዙ ግብሮም እዩ።

ቃሌ ጎይታና ብዚዕባ ህንጥይና

ጎይታና ነቶም ዯቀ መዚሙርቱ ከምዙ ተመሳሳሉ ዓይነት ጠባይ ስሇ ዜነበሮም ከምዙ ኢለ ከምዜመኸሮም ንክር የሱስ ዴማ ናብኡ ጸዊዑ ‚ ነህዚብ እቶም ሸየምቶም ዙቁጸሩ ኸም ዙገዜኡዎም እቶም ዓበይቶም’ዉን ከም ዙመሌኩዎም ትፈሌጡ ኣሇኹም። ኣባኻትኩም ግና ከምዙ ኣይኮነን‛ (ማር.10.42)

ኣገሌጋሉ ዜኸፍል ዋጋ

መራሒ ተገሌጋሉ ይኮነስ ኣገሌጋሉ እዩ።

መራሒ ወይ ኣገሌጋሉ ምዃን ማሇት ካብ መሰረቱ እንታይ ከም ዜኾነ ይምፍሊጥ

ክሳራኡ ዓቢ እዩ። እቲ ናይ ሓቂ ዕብየት ወይ ሌዕሌና ዜብሃሌ ካሌኦት ሰብ ኣብ ትሕቴና ኮይኖም ከገሌግለና እሞ ንሕና ዴማ ኣብ ሌዕሉኦም ክንሽየም ብምዴሊይ ይኮነስ ንሕና ካብ ዉሽጥና ገና ካብ ዓንቶቡኡ ንዖዖም ከነገሌግሌ ክንዉስን ከልና ጥራሕ እዩ።

መራሒ ዜኸፍል ከቢዴ መስዋእቲ

ናይ ሓቂ መንፈሳዊ ኣገሌግልት ብዘሕ ዋጋ የኽፍሇካ እዩ። ንምዃኑ ኣብ ዚንታ ቤተክርስትያን እንዕብ ናይ መከራ ጥምቀት ይተጠመቐ እሙን ኣገሌጋሉ ድኸ ነይሩ እዩ? ከምዙ ተሰሚዑ ኣይፈሌጥን። እቲ ከምዙ ዓይነት ሰብ ንጎይታን ንህዜቡን ንምግሌጋሌ ተቢዑ እዩ እሞ በቲ ዜመጾ መግዯራ ዴንብርጽ ከይበል ርእሱ ረሲዑ ረብሓኡ ገዱፉ መኽሰቡ ጠንጢኑ ንርእሱ መዜሚዘን ንዜረኸቦ ሽመታት ረሲዑ እዩ ኣገሌግልቱ ካይዴ።

መራሒ ርእሰ-መዜማዙ እዩ

ሳሙኤሌ ብሪንግሌ ዜተባህለ ናይ ኣምሊኽ ሰብ ከምዜበሌዎ

‘ ታርኽ ዜምስክሮ ወይ ዜምህረና ነገር እንተኣሌዩ ንሓዯ ኣገሌጋሉ ሽመትን ክብረትን ህቡብነትን ተዯማሚሩ ከኽስሮ እምበር ከርብሖ ኣይተረኽበን። ዲሕራይ ዴማ ናይ ሓዯ ኣገሌጋሉ ናይ ዕብየቱ መሇክዒ ዯጋዊ ሽመቱ ይኮነስ ግብሩን ባህርዩን ዯኣ እዩ ከም ሓወሌቲ ኮይኑ ዜምስክረለ።’

መራሒ ንምኽሪ ኣምሊኽ ይፈሌጥን የተግብርን

ኣገሌጋሉ ገና ኣብ ስራሕ ኣምሊኽ ክወፍር ከል ፍቓዴን ዴሌየትን ገዚእ ርእሱ ንኸፈጽም ይኮነስ ነቲ ቕዴሚ በናት ብኣምሊኽ ዜተዲሇወለ መዯብ ኣምሊኽ ፈሉጡን ብሓቂ ነዙ ኣሇሌዩን መምዩን ንዕብየት ኣምሊኽ ክሰርሕ ከል ጥራሕ እዩ ፍጹም ዕጋበት ዜረክብ።

‚...መራሒ ናይ ዕብየቱ መሇክዒ ዯጋዊ ሽመቱ

ይኮነስ ግብሩን ባህርዩን ዯኣ እዩ ከም ሓወሌቲ ኮይኑ

ዜምስክረለ።‛

ካብ ዜሓሇፈ ሕታም ዜቀጸሇ

ግርጭት ጽቡቕ ነገር ኣይኮነን ግናኸ ኣብ ምዴሪ ምስ ሰባት ክነብር ከልና ይተርፍ ጋጥመና ሓቂ እዩ። ዜኾነ ሕብረት ክዴሌዴ ክጅምር ከል ናብ ዯረጃ ግርጭት ምዕባዩ ይተርፍ እዩ እሞ ከመይ ጌርና ከምንፈትሖ ክንፈሌጥን ካብኡ እንረብሓለ ወይ ዴማ እንመሃረለ ነጥብታትን ምርኣይ ኣገዲሲ እዩ።

ግርጭት ገዚእ ርእስና ብግቡእ ክንርእይ ይገብረና

ግርጭት ክሌዓሌ ከል ብዘሕ ሕርቑና እቲ ዜገራጨወና ል ኣካሌ ንብዘሕ ነገራትና ስሇዜትንክፍ ብስጋዊ መገዱ ክንምሌስ ንዯፋፋእ ኢና። እቲ ኣብ ውሽጥና ል ይሞተ ስጋዊ መንነትና ኩለ ዴማ ኣብዙ ግዛ እዙ ይግሇጽ። እቲ ብግዛ ሰሊም ይተራእየ መንነትና ሽዑ ይግሃዴ። ስሇዙ እዩ ዴማ ግርጭትብግቡእ ጏድልናን ዴኻምናን ሓቢሩ ገዚእ ርእስና ክንርእይ ዜገብረና። ግርጭት ክሌዓሌ ከል ትዕቢት፤ ይቕረ ይብሌ ብምረት ዜተመሌአ ሌቢ ብጸርፍን ክፉእ ቃሊትን ዜተሓወሶ ኣንዯበት የሇዓዕሌ። እዙ ኩለ ምስ ዜግሇጽ ዴማ ገዚእ ርእስና ብግቡእ ርእይና ቀዲማይ ካብ ኣምሊኽ ምሕረት ክንሌምንን ዴኻምና ተረዱእና ዴማ ጸጋ ኣምሊኽ ክንሓትትን ይገብረና። መንፈሳዊ ዕቤት ዴማ ኩለ ግዛ ኣብ ኣምሊኽ ብምውካሌ እዩ ዜርከብ። ኣምሊኽ ነቲ ዜገጥመና ግርጭታት ገዚእ ርእስና ክንርእየለን ጉዴሇትና እናኣርኣየ ዴማ ካብ ኣምሊኽ ዯገፍ ክንሓት ንዕቤትና ይጥቀመለ።

ግርጭት ማዕረ ክንዯይ ንክርስቶስ ኣብ ምምሳሌ ከምዜዓበና የርእየና

ሓሳብ ኣምሊኽ ንዓና ነቲ ሓዯ ወደ ንክርስቶስ ምምሳሌ እዩ። ‚ … ንምስሉ ወደ ኺመስለ ቐዯም መዯቦም ‛ ሮሜ 8. 29 ኣብ ህይወት እንሓሌፎም ባህ የብለ ኣጋጣሚታት ዜገጥመና ግርጭት’ውን ከም መዯያይቦ እምኒ ብምዃን ናብ ክርስቶስ ናብ ምምሳሌ ዕብዩና እዮም። የሱስ ቅዴሚ

ምውሊደ “መስፍን ሰሊም‛ ኢልም ተነብዮምለ ምስ ተወሌዯ ዴማ “መገዱ ሰሊም

ዜምህረና ተባሂለ እዩ” ስሇዙ ሓዯ ኣማኒ

ማዕረ ክንዯይ መስፍን ሰሊም ኣብ ሌቡ ከምዜገዜአን ብክርስቶስ ከምዜዓበየን አብ

ግዛ ግርጭት ብዜህቦ ምሊሽ ይግሇጽ። ኣብ ግዛ ኮሚኒዙም ሃገረ ጀርመን ምብራቕን ምዕራብን ጀርመን ተባሂሊ ኣብ ክሌተ ተመቒሊ ኣብ ዜነበረትለ እዋን ምብራቕ ጀርመናውያን ናብ ምዕራብ ጀርመን ጏሓፍ ብሌዕሉ ግምቢ በርሉን የሒሉፎም ይዴርብዩ ኔሮም ሽዑ ምዕራብ ጀርመናውያን ዴማ ከም ቸኮላት

ዜኣመሰሇ ዕሹግ መግቢ ኣብ ሌዕሉኡ “ኩለ

ሇዎ እዩ ዜህብ” ዜብሌ ጽሑፍ ኣሰንዮም ክዴርብዩልም ጀመሩ። ሌክዕ ከምዝም ምዕራብ ጀርመናውያን ዜበሌዎ እቲ ልና ኢና እንህብ። መስፍን ሰሊም ዜኾነ ክርስቶስ ኣብ ሌቡ ዜመሌአ ሰብ’ዉን እቲ ኣብ ሌቡ ዜመሌአ ፍቕሪ ምሃብ ኣይሽገርን። እቲ ብክርስቶስ ይዓበየ ስጋዉነት ዜዓብሇል ሰብ ግና ግብረ መሌሱ ባእሲ፤ ጽሌኢን ቂምን እዩ ዜኸውን። በሳጭው፤ ሕዜንን ሕርቅ ክገጥመና ከል ክንዕገስ ምሕረትን ፍቕርን ክንህብ ዕዴሌ ይህበና ንሱ ዴማ ባህርያት ክርስቶስ ኣባና ይንጸባረቕ ኣል ማሇት እዩ።

ግርጭት ንኣምሊኽ እነኽብረለ ዕዴሌ ይኸፍተሌና

ግርጭት ከመይ ዓይነት መሌሲ ከምንህብ ንኣምሊኽ ኽብር ዴዩ ዋሊስ ኣይኮነን? ዜብለ ሕቶታት የብርሃሌና። ግርጭት የሰማምዑ ጉዲያት ምስገጠሙና ብኣምሊኻዊ መገዱን ስጋዊ መገዱን ክንከይዴን ክንፈትሖምን ክሌቲኣቶም መንገዱ ኣብ ቅዴሜና ይዜርግሓሌና እዩ። ዓሇማዊ መገዱ ይኮነስ ኣምሊኻዊ መገዱ ክንመርጽ ከልና ንስጋና እኳ እንተዜይጠዓሞ ንኣምሊኽ ብምእዚዜ እንወስድ ውሳኔታት ኩለ ዴማ ንኣምሊኽ የኽብሮ። ኩለ ግዛ እቲ ኣምሊኻዊ መገዱ ብሰሊም ክንፈትሖ ይቅረ ብምባሌ ብፍቕሪ ክንቅጽሌ ክኸውን ከል እቲ ስጋዊ መገዱ ዴማ ባእስን ጽሌእን እዩ። ስሇዙ እቲ መንፈሳዊ ሰብ ንግርጭት ንኣምሊኽ ባህ ብልን ኽብሮን መገዱ ብምኽታሌ ንኣምሊኽ ኽብረለ ኣጋጣሚ ጌሩ ይወስድ። እቲ ዜዓበየ ሕቶ እምበኣር እቲ ሓዯ ኣካሌ እንታይ ዓይነት ምሊሽ ይህብ ብየገዴስ ንሕና ነቲ ኣምሊኻዊ መገዱ ንጥቀመለ ኣልና ዱና እዩ። ውሳኔ እቲ ኻሌእ ኣካሌ ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ክኸውን ይኽእሌ እዩ ብወገንና ግና ኣምሊኻዊ መገዴታት ብምውሳዴ ብስሊም ንምንባር ንገብሮ ጻዕርን ምእዚዜን ንኣምሊኽ ክነኽብሮ ይገብረና።

ኣብ ግዛ ግርጭት ክንወስድም ዜግብኣና ዯረጃታት

1. ንተዓገስ

መቸም ኩሌ ግዛ ብምዕጋስ ካብ ዜመጽእ ዕንወት እቲ ብምህዋኽና መጽእ ጥፍኣት እዩ ዜገዴዴ እሞ ናይ መጀመርያ ነገር ክንገብሮ ዜግባእ ናይ ታህዋኽ ውሳኔታት ገዱፍና ብህደእ መገዱ ግርጭታት ክንፈትሕ መታን ንተዓገስ። ክርስትያን ካብ ሇዉ ሓዯ ዓቢ በረኸት መቸም ጸልት እዩ እሞ ከሀዯኣና ዜኽእሌ ጸጋኡን መንፈሱን ክህበና ንኣምሊኽ ንሇምን። ኣብ ዉሽጥና መንፈስ ቅደስ ዜተዋህበና ሰባት ዴማ ኢና እሞ ምህዲእን ምዕጋስን’ዉን ንዓናስ ይኮነሌና እዩ ሰሇዙ ንተዓገስ ዯኣ።

2. ኣዎንታዊ ንኹን

ኣብ ክንዱ ባእሲ ፍቕሪ ኣብ ክንዱ ጸርፊ ጽቡቕ ቃሊትን በረኸትን ንመሌስ። የሱስ ኣብቲ ናይ ኸረን ትምህርቲ ተባሂለ ኣብ ዙፍሇጥ ካብ ማቴዎስ 5-7 ኣብ ል ክፍሉ ካብ ዜመሃሮ ትምህርቲ ሓዯ መሌሲ ናይ ክርስትያን ክፍሉ ከምሇዎ እዩ። መሌትሕካ ንዙወቕዓካ እታ ካሌአይቲውን ምሇሰለ። ቀሚሽካ ኪወስዴ ዙዯሉ እታ ኽዲንካውን ሕዯገለ። ሓዯ ምዕራፍ ንዜሰሐበካ ክሌተ ምዕራፍ ምስኡ ኺዴ። እናበሇ ኣብ ማእከሌ ግርጭት ክህሌወና ሇዎ መሌሲ ካብ ካሌእ ዜተፈሌየ ክኸውን መታን ይምህረና። እሞ ዜተፈሌየ ምሊሽን ዜተፈሌየ መንፈስን ይሃሌወና።

‚ ጸሊእትኹም ፍተዉ ንዙረግምኹም መርቁ ‛ ማቴዎስ 5.45

3. ብስምዒት ወጺኦም ነገር ጋዴደ ቃሊት ነወግዴ

ነቲ ጉዲይ ዜፈትሕ ምእራም ዴሌይ ተኾይኑውን ብዜእርም እምበር ብጋዴዴ ቃሊት ከይነጎሃህር ንጠንቀቅ። በዙ ሓሳብ ዴማ መጻሓፍ ምሳላ ብብዘሕ ጥቅስታት ዜተመሌኤ እዩ። ሌኡምን ጥበብ ዜመሌኦ ረባ ክንዚረብ ከልና ዜኸውን ነገር እንታይ ከምዜኾነ ዜምህረና ኣብ ምሳላ እስኪ ገሇ ጥቅስታት ንርኣይ።

‚ከም ዙቑርጽ ሰይፊ ገይሩ ዙዚረብ ሰብ ኣል መሌሓስ

እቶም ጠቢባን ግና ጥዕና እዩ።‛ ምሳላ 12.18

ናብ ገጽ 3 ይቅጽሌ......

ገጽ 6 ሌሳን ጰኒኤሌ

እቲ ሓቀኛ ጽባቐ ጓሌ ኣንሰይቲ

“እቲ ሰብ ዜብሇኪ ብዚዕባኺ ኣይኮነን ፍሌይቲ ዜገብረኪ እንታይ ዯኣ? እቲ እግዙኣብሄር ኣባኺ ቐመጦ, ብዚዕባኺ ዜብልን ንገዚእ ርእስኺ

እትርእያን እዩ ‛

ኣብዙ እዋን ብጽባቐ ዜብሌ ተበኪሌና ኣልና። ኩለ ኣተሓሳስባ ዴማ መን እያ መን እዩ ካብ ኩለ ዜጽብቕ ዜብሌ ዉሳኔታት ተመሉኡ። መወዓውዒታት’ዉን ብሚሉዮናት ድሊራት ንጽባቐ ብዜምሌከት የጥፍኣ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ናይ ጽባቐ መፍረዪ እቲ ዜዓበየ ትካሌ እዩ። ዯቂ ኣንስትዮ’ዉን ዜበዜሐ መጠን ገንብ ንመጸባበቒ, ብፋሽን ዜብሌ ኣምር ተመሉኣን ንጌጻጌጽ የጥፍኣ። ንሰባት ሰሓብቲ ወይ ኣዜዮም ምሌኩዓት ንምግባር ዴማ ናይ ፕሊስትክ መጥባሕቲ ቆራሪጽካ ቅርጺ ንምትሓዜ ዜግበር ሊዕሌን ታሕትን ኣዱኡ ትቑጸሮ። ግና ካብዙ ኩለ ዜግበር ነገር ኣየናዮም እዩ ጽባቐ ጓሌ ኣንሰይቲ? እንታይ እዩ ኸ ንጓሌ ኣንሰይቲ ሰሓቢት ዜገብራ? እወ ብዘሓት ዯቂ ኣንስትዮ ዴማ ከምቲ ብመዉዓውዒ ርእየን ዜሓስብኦ መሌክዕ የብሌናን ኢሇን ጽቡቕ ስምዒት የብሇንን። ማንም ተመራማሪ, ድክተር ወይ ኢንጂነር ንጓሌ ኣንሰይቲ ክሰርሕ ኣይተራእየን እንተኾነ እግዙኣብሄር ጽብቕቲ ሰበይቲ ፈጠረ። ስሇዙ ጽብቕትን ምሌክዕትን ሰበይቲ ንምዃን ከምቲ እግዙኣብሄር ዜፈጠረኪ ዯኣ እምበር ከምቲ ኣብ ቴሇቪዥን ዜርአ መወዓውዒ ኣይኮንክን

ክትመስሉ ልኪ።

ሓዯ እኳ ኣብ ዕስራታት ዜጸንሕ የሌቦን ስሇዙ ነብስኺ ክትንእዴን ከምቲ ሇኽዮ ንእግዙኣብሄር ከተመስግንን ተሇማመዱ። ከምታ ዓሻ ሰበይቲ ኣብ መዉዓውዒ ዜረኣየታ ጓሌ ኣንሰይቲ ይመሰሌኩ ኢሊ ትበኪ ኣይትኹኒ። ንዓኣ ክትመስሉ ኣይኮንክን ልኪ እግዙኣብሄር ንዓኣ ክትመስሉ እንተ ዜዯሌየኪ እሞ ከምኡ ጌሩ ምፈጠረኪ ኔሩ። ስሇዙ ሌብኺ ኣተባብዕዮ እግዙኣብሄር ከምቲ ሇኽዮ ዜንእዴ ሰብ ይሌእከሌኪ እዩ። ጥራይ ነብስኺ ክትንእዱ ጀምሪ ‚ ኣነ ብዓይኒ እግዙኣብሄር ዋጋ ኣልኒ

ኢሌኪ ዴማ ንነብስኺ ኣኻኽርያ’።

ኣብ መጽሓፍ ቅደስ ብዚዕባ ናይ ሳምሶምን ዯሉሊን ታሪኽ ኣልና። ፍሉስጤማዉያን ንሳምሶም ጸሊእቱ ኔሮም ክቐትሌዎ ግና ኣይከኣለን። ካሳብ ገሇ ኣጋጣሚታት ማዕጾ ዜረኽቡ ዴማ ተጸበዩ። ሓዯ ማዕጾ ግና ረኸቡ ‚ ዯሉሊ‛ ጽሑፍ ከምዜብሇና ከኣ ሳምሶም ንዯሉሊ ኣዜዩ ይፈትዋ ከምዜነበረ እዩ። ግና ሳምሶም ናይ ዯሉሊ መሌክዕ ስሒብዎ ኣይኮነን። ሳምሶም ካሌኦት ጽቡቓት ኣንስቲ ይፈሌጥ ኔሩ እዩ።

ዯሉሊ ጽብቕቲ ምሌክዕቲ እያ ኔራ ዜብሌ ጽሑፍዉን ኣይንረክብን። ሳምሶን ግና ዯሉሊ ከመይ ንሰብኣይ ከምትርዲእ እዩ ኣስተብሂለ። ስሇዙ ኣብ መሌክዕ ኣይኮናን ክንጸቅጥ ልና። ምኽንያቱ ኣቶኩሮኺ ኣብ ካሌእ ማሌእ እንተኾይኑ ፍጹም ጌጋ ዉጽኢት ኢኺ ትረኽቢ። ሇናዮ ሕብረተሰብ ዜምህሮ እምበኣር እንተ ዯኣ ጽቡቕ ጸጉሪ ርእሲ, ጽቡቕ ቅርጺ, ጽቡቕ ገጽ, ብለጽ ክዲዉንቲ ምሌክዕቲ መኪና ኣልኪ እቲ ትኽክሇኛ ሰብኣይ ትረኽቢ ሽዑ ነዙ ኹለ ምስ ሓዜኪ ዜበሇጸ ገዚ ትገዜኢ

ምሌኩዓት ቖሌዑ ይህሌዉኺ ሕጉስ ህይወት ዴማ ተሕሌፊ ዜብሌ እዩ። እዙ ኹለ ግና ሓቂ ኣይኮነን። ህይወት ከምኡ

ኣይኮነትን።

እግዙኣብሄር ኣብ መንፈስ ዯቂ ኣንስትዮ ዯቂ ተባዕትዮ ካብ ኩለ ነገር ኣብሉጾም ዜዯሌይዎ ጽቡቕ ነገር ኣቐሚጡ እዩ። ስሇዙ እንተዴኣ ሓንቲ ጓሌ ኣንሰይቲ እዙ እብ ዉሽጣ እግዙኣብሄር ቐመጦ ርእያ መን ምዃና ትፈሌጥ ኮይና ዜመሰሇት እንተመሰሇት ንወዱ ተባዕታይ ክትማርኽ ትኽእሌ እያ። ጸሊኢ ዴማ ኣብ ዯጋዊ መሌክዕ ከተተኩሪ እሞ ነቲ ዉሽጣዊ መሌክዕክን ዉሽጣዊ ሓይሌኽን ክብርኽን ከተሇሌዪ ኣይዯሌየክን እዩ። እቲ ሓቐኛ ዋጋኺ ፈጺሙ ክግዚእ ክዉስኽን ክጎዴልን ወይ ኣብ እዜንኺ ዜንጥሌጠሌ ኣብ ክሳዴኪ ከም ተሓናቒት ዜቕመጥ ኣይኮነን። ውሽጣዊ ጽባቐኺ ዴማ ካብቲ ዯጋዊ ዜማርኽ ዜመስሌ ኣዜዩ ይበሌጽ እዩ። እዙ ሓቀኛ ዉሽጣዊ ጽባቐ ዴማ እዩ ነቲ ሓቀኛ ወዱ ተባዕታይ ኣዜዩ ሀንጥዮን ምሳኺ ክኸዉን ዴሌየት ሕዴረለ እምበር እቲ

ዯጋዊ ኣይኮነን።

እግዙኣብሄር ኣባኺ ቐመጦ ከተሇሌዪ የዴሌየኪ ኣል። እግዙኣብሄር ነቲ ዯጋዊ ይኮነስ ነቲ ዉሽጣዊ መሌክዕኪ እዩ ኣጸባቢቑ ንሱ ኣብ መንፈስኪ ጽባቐ

ኣቐሚጡ ኣል።

1ይ ጴጥ.3.3-6 ‚ ስሌማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ሌቢ ሰብን ኣብ ቕዴሚ ኣምሊኽ ክቡር

ዜኾነ ሇዋህን ህደእ መንፈስን ይኹን እምበር እቲ ናይ ስሩሕ ርእስን ናይ ስሌማት ወርቂ ምእሳርን ናይ ጌጸ ክዲዉንቲ ምኽዲንን ኣፋዊ ነገር ኣይኹን። ቀዯም ዴማ እተን ተስፋኤን ናብ ኣምሊኽ ዜገበራ ቅደሳት ኣንስቲ ንሰብኡተን እናተኣዚ ከምዙ እየን እተሰሇማ። ከምቲ ሳራ ንኣብርሃም ጎይታይ እናበሇት እተኣቶ ንስኻትክን ከኣ ሰናይ እንተ ገበርክን ብሓዯ ዛሰንብዴ ነገርዉን እንተ ይፈራክንሲ

እዋሌዲ ኢኽን።

ኣብዙ ቃሌ ሓቂ እዙ ጴጥሮስ ዜነግረና ል ናይ ጓሌ ኣንሰይቲ መሌክዕን ሓይሌን ኣብ ዯጋዊ

ክዲዉንቲ ይኮነስ ኣብ ውሽጢ እዩ ል። ከምዙ ናይ ልሚ ሕብረተስብ ዜብል

ኣብቶም ዯጋዉያን ነገራት መሌክዕኪ ክትረኽቢ ኢሌኪ ኮሇሌ እንተበሌኪ ዋጋኺ ወይ ጽባቐኪ ኣብ

መረጼን ጥራይ ኢኺ ክትረኽብዮ። ክትጽግንዮ ኢሌኪ

ዴማ በይንኺ ትቃሇሲ። ንስኺ ግና ጓሌ ሳራ ኢኺ እሞ ምርዕዉቲ ተኾንኪ ንቃሌ ኪዲንኪ በቲ ዉሽጣዊ መሌክዕኪ መሉስኪ ኣጸብቕዮ ምርዕዉቲ እንተይኮንኪ ዴማ ኣብ ትምርዓዉለ እዋን ንሰብኣይ ትማርኽለ ብናይ ስሌማት ክሳዴን ካሌእን ይኮነስ በቲ እግዙኣብሄር ኣብ ሌብኺ ቐመጦ ጽቡቕ

መንፈስ ምዃኑ ተረዴኢ።

ኣሓተይ እግዙኣብሄር እቲ ካብ ወርቅን ዯጋዊ ስሌማትን ዜበሌጽ ህደእን ሇዋህን መንፈስ እዩ ሂቡክን። ዯሉሊ ንሳምሶም ኣብ ሕቁፍኣ ከመይ ከምዜህዴኣቶ ኣዲምዉን ክፉእ ምዃኑ እናፈሇጠ ሄዋን ሓቢሊ ካብቲ ይብሊዕ ከምብሌዓቶ ትርእያ ድ ኣሇኽን? ሓይሉ ዯቀ ኣንስትዮ ክሳብ ክንዯይ ምዃኑ። ጸሊኢ ዴማ እቲ እግዙኣብሄር ኣብ ዯቂ ኣንስትዮ ቐመጦ ክጥቀመለ እዩ ዜዯሉ። ስሇዙ ዴማ እዩ ሓይሌኽን ኣሇሉኽን ብኣኽን ዜሓሌፍ ነገር

ክትጥንቀቓለ ልክን።

እምበኣር ጽባቐ ካብ ኩለ ሸነኽ ክመጽእ ይክኣሌ እዩ እንተኾነ እቲ ሓቀኛ ጽባቐ ኩለ ግዛ ኣብ ዉሽጢ እዩ። እታ እምንቲ ጓሌ ሳራ ዜኾነት ሰበይቲ ቃሊት ካብዜገሌጾ ንሊዕሉ ክብርቲ ዋጋ ሇዋ እያ። እቲ ዉሽጣዊ ጽባቐ ኣብ እግዙኣብሄር ዋጋ ሇዎ ዴማ ኣብ ቅዴሚ ካሌኦት ሰባት ዋጋ ልኪ ክገብረኪ እዩ። ምናሌባት ሰባት ከሇሌይዎ ግዛ ይወስዯልም ይኸዉን ግና እዙኺ ፍሇጢ ጽባቐኽን ማራኽነትክን ኣብ ዉሽጥኪ እዩ ል። ንስኺ እግዙኣብሄር ወቀበኪ ጽብቕቲ ስራሕ እምሊኽ

ኢኺ።!!!

ብቲዱ ጄክስ ተጻሒፉ ብጸጋ ተኪኤ እተተርጎመ

ገጽ 7 ካሌዓይ ሕታም ቁጽሪ 1

.. ጽብቕትን ምሌክዕትን ሰበይቲ ንምዃን ከምቲ እግዙኣብሄር ዜፈጠረኪ ዯኣ እምበር ከምቲ ኣብ ቴሇቪዥን ዜርአ

መወዓውዒ ኣይኮንክን ክትመስሉ ልኪ።

Rehabilitation Society Of Calgary # 7 11th Street NE

Calgary, Alberta, T2E 4Z2

Phone: 403-457-2555 Fax: 403-457-2575

E-mail: [email protected]

PENIEL GLORIOUS DESTINY

CHURCH

ham, and his father, Isaac, was also for

Jacob. The land of Canaan would be his

and his descendants would be as numer-

ous as sand in the desert. God also prom-

ised that Jacob would one day return

home.

Jacob continued traveling until he ar-

rived in the land of his mother‟s family.

There he married and had twelve sons

and a daughter. God blessed Jacob not

only with chill-dren, but with animals as

well. The more God blessed Jacob, the

angrier his father-in- law, Laban, got.

Laban mistreated Jacob. And then, God

spoke to Jacob. “He said, „Go back to

your father's land and to your relatives. I

will be with you.‟” (Genesis 31:3 NIV)

Jacob obeyed God.

While Jacob was on his way home,

something unusual happened. “A man

came and fought with Jacob until just

before daybreak.” (Genesis 32:24b CEV)

They wrestled and struggled all night.

“When the man saw that he could not

win, he struck Jacob on the hip and

threw it out of joint.” (Genesis 32:25

Heroes of Faith: Jacob Wrestles with

God

Who can tell me what a hero is? A hero

is someone who is courageous aand

brave and compassionate. There are

heroes and heroines in the Bible. All of

them are brave and courageous and

more, but not in the way you would

expect.

Our hero: Jacob

His Heroic Feat: Clings to God

Clinging to God may not sound very

heroic, but let‟s look at the facts and see

what you think when you have heard the

whole story! In our last lesson, we saw

how Abraham was a hero because he

believed in God. Who was Abraham‟s

son? Isaac. The Bible tells us that Isaac

married a woman named Re- bekah and

they had two sons, twins! Isaac and Re-

bekah named their sons Esau and Ja-

cob. When they grew up, Jacob traveled

away from home. One evening, as Jacob

was trav- eling, God spoke to him in a

dream. God reminded Jacob that His

promise to Jacob‟s grandfather, Abra-

CEV) The man told Jacob to let him

go, but Jacob clung to him. Jacob held

on, telling the man he wouldn‟t let go

until he blessed him. The man

changed Jacob‟s name to Israel. It

means, “You have struggled with God

and with men. And you have

won.” (Genesis 32:28 NIrV)

The man blessed Jacob and he

named that place “face of God.”

Jacob knew that the man he wres-

tled with had been God! Jacob left that place and returned

home. God was with Jacob and his

family, and all twelve of his sons. Did

you know that those twelve sons grew

into a great nation? What nation is it?

It was named after the new name God

gave their father, Israel.

P.S: The above story was adapted from Mis-

sion Arlington. For more information, please

visi t the fol lowing link: http://

www.missionarlington.org/d/HOF2012-

Lesson06-Jacob.pdf

ጰ ኒ ኤ ሌ

ቤ ተ ክ ር ስ ት ያ ን


Recommended